Mekatecha.com | መካተቻ
Welcome
Login / Register

Ethiopia- New Movie Merkeb(መርከብ) 2017

Your video will begin in 10
You can skip to video in 5

Thanks! Share it with your friends!

URL

You disliked this video. Thanks for the feedback!

Sorry, only registred users can create playlists.
URL


Added by Mekatecha in Drama
163 Views

Description

ሓደሽ ፊልሚ ትግርኛ መርከብ
*****************************
'ልቢ ጎበዝ ኣብ ደረቱ' ከም ዝበሃል ጉብዝናኻ ንሕማቅ ድርጊት ተውዕሎ እንተኮይንካ ክንዳየናይ ከባቢን ዓድን ከም ዘዕኑ እናገለፀ ብተፃራሪኡ ድማ ቁም ነገር እናጨበጠ ዘምህርን ዘዘናግን ኣብ ሓድሽ ፊልሚ ትግርኛ መርከብ ይረኽብዎ። ኣብዚ ፊልሚ እዚ ብዋናነት ብመንእሰያት ከየንቲ ዝተከየነ ኮይኑ ብፍላይ ኣብ ናይ ኤድትንግ ስራሕቲ ብብቅዓት ዝተሰረሐ ፈላማይ ፊልሚ ትግርኛ እዩ። እዚ መርከብ ዝተሰነየ ፊልሚ ትግርኛ ኣብ ሓቃዊ ታሪኽ ተደሪኹ ዝተሰረሐ እንትኾን ዓሚቝ ናይ ፖሊሳዊ ምርመራን ከምኡ እውን ብድርጊታት ተመሊኡ ልቢ እናሰቀለ ቁም ነገርን ዋዛን የጨብጥ። እዚ ፊልሚ ድማ ኣብ ወኒ ትዩብ ጥራሕ ኣብ ቐረባ እዋን ክሪእዎ እዮም። ንሶም ጥራይ ንምርኣይ ድልው ይኹኑ፤ እነሆ ዝቐንጨብናዮ ድማ፤
Ethiopia- Eritrea New Movie Merkeb(መርከብ) 2017
Subscribe Now https://goo.gl/pHWFXY
© Copyright: Weni Entertainment . Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Like our Facebook page https://www.facebook.com/wenitube/

Show more

Post your comment

Comments

Be the first to comment
RSS